Skip to content
Lyric
Dive
Public playlists
My playlists
Search
Sign in
Aydelin
Tesfalem Arefaine Korchach
Popularity · Low
+
🇪🇹 Amharic · Original
0
0
YouTube
Searching YouTube...
Lyrics
Original
Translation
Bilingual
ፍቕሪ ከሲርካ'ዶ ይርከብ'ዩ ክብሪ
ቀደም ዘፍረስክዮ ብትዕቢት ብሃውሪ
ንመለስ ኣይትበልኒ ንመለስ ኣይትበልኒ
ንመለስ ኣይትበልኒ ንመለስ ኣይትበልኒ
ገዲፍክኒ ኣሰኪምኪ ዕዳ
ዘገም ክብል በይነይ ኣብ ምድረ-በዳ
ሽዑ'ዩ ነይሩ ንሎሚ ምሕሳቡ
ካብ ንጣዕሳ ምስካም ሰበቡ
ቻው ኢልክኒ ነቢዐ እምብዛ
ልበይ ደምዩ ብናይ ጥልመት ቃንዛ
ሎሚ'ወ ትህቢ ዕርቂ ትብሊ ዘበት
ኣበይ ኔርኪ ሽዑ ክከላበት
ጉድ'ዩ
ናትክስ ጉድ'ዩ ጉድ'ዩ
ጉድ'ዩ
እቲ ዝሓለምክዮ
ጉድ'ዩ
ናትክስ ጉድ'ዩ ጉድ'ዩ
ጉድ'ዩ
ሎሚ ረኺብክዮ
ብሸለልታ ሰጊርክዮ መስመር
ወቓሕታ ድዩ ፍቕሪ'ስ ነባሪ እምበር
የሐንቂቐ ሰቒለኪ ኣብ ርእሰይ
ደይ ንፍቕሪ'ለ ጎዲአያ ነብሰይ
ኣይደልን'የ
ኣይደልን ኣይደልን
ኣይደልን'የ
ኣይደልን ዘይሰምር ዕድል
ሰኪሐ በይነይ ከስተማስል
ኣይደልን'የ
ኣይደልን ኣይደልን
ኣይደልን'የ
ኣይደልን ኣይደልን ኣይደልን
ፍቕሪ ከሲርካ'ዶ ይርከብ'ዩ ክብሪ
ቀደም ዘፍረስክዮ ብትዕቢት ብሃውሪ
ንመለስ ኣይትበልኒ ንመለስ ኣይትበልኒ
ንመለስ ኣይትበልኒ ንመለስ ኣይትበልኒ
'ታይ ይዓብስ ደሃይ ምሕታት ፍቕሪ
ዑና ኾይኑ ምስ ተረፈ ኣብ ዝኽሪ
ኣነን ስኡን ንስኺን ጓል ርኹባት
ምስ ስክፍታ ሓሊፎም ጸገማት
ኣይደንገጸን ሽዑ 'ቲ ልብኺ
መስሓቕ ኮይነ መፍቶ ስድራ-ቤትኪ
ኣይሓሰብክን ከም ጓና ጌርክኒ
ጥልመት ሂብኪ ፍቕሪ የሕዲግክኒ
ጉድ'ዩ
ናትክስ ጉድ'ዩ ጉድ'ዩ
ጉድ'ዩ
እዚ ዝዘራእክዮ
ጉድ'ዩ
ናትክስ ጉድ'ዩ ጉድ'ዩ
ጉድ'ዩ
ሎሚ ሓፊስክዮ
ደጋጊምኪ ንመለስ ትብልኒ
'ተዝኽእሎስ ንዓይ ምሓሸኒ
ጎዲእኽያ ልበይ ብድንግላ
ፍቕሪ የለን እንትርፎ በሰላ
ኣይደልን'የ
ኣይደልን ኣይደልን
ኣይደልን'የ
ኣይደልን ዘይሰምር ዕድል
ሰኪሐ በይነይ ከስተማስል
ኣይደልን'የ
ኣይደልን ኣይደልን
ኣይደልን'የ
ኣይደልን ኣይደልን ኣይደልን