Skip to content

Aklilelu

Popularity · Low

Listen

YouTube

0:00 / 0:00
Loading YouTube player...
Lyrics offset
Synced

Lyrics

ኣንታ ፍቅረይ ኮኸበይ ሰበይ ናይ ቀረባ ሓሚቅካ ሰሚዐ ሓሳብ ሲዒሩካ እህህ ኢለ ትም እምበር ኣነ ሞ እንታይ ገበርኩ መዓስ ኤህ ኢለካ ግዜ'ዶ ፈሪዱ ባዕሉ ትዝታ በደልካ ቲ ዛሓለፈ ሰናይ ተመንየልካ'የ ግዜ'ሎ ዳኛ'የ መስጣይ ዱዩ ኣብኪኑካ ወይሲ ፍቅሪ ኣየይ ፈሪዱካ ኣይጠዓመካን ሰሚዐ ወደየ በይንኻ ታይ ሞ ይገበር ፍዳ ፍቅሪ ከቢድ'ዩ ሰበይ ከኣሎ ኢኻ ይግደዶ እምበር ን በዳሊ ታይ ከይከውን'የ ኢልካኒ ጎዲእካኒ ከለኻ ጹቡቅካ እንዴ ታ ዝደሊ የ ኣየ ኣየ ኣየ ኣየ ኣየ ኣየ ኣየ የሕዚንካኒ ከብደይ በሊዕካ'ዮ ገለ መሲልካ ለካስ ከቢድዩ ሕማቅ ክረኽቦ ወላ ይበድልካ እዋይ እንታይ እሞ ይገበር ዝፈሰሰ ማይ ዶ ይሕፈስ ኢልካ እንተ ኣነ ሞ ምሳኻ ለሚደ እንተ ኣነ ሞ ይኽእሎ'ዶ ኢልካኒ እንተ ኣነ ሞ ገዲፈዮ ኣለኹ እንተ ኣነ ሞ መስጣይ ክሕረሞ ኣቅልለልና ኣቅልለሉ ፍርድኻ ኣቅልለሉ ንዓይ ክትብል ፍቅሪ በጃኻ ኣቅልለሉ ግዜ እዚ ሓያል ተቐዩሙ ዶ ዋጋ ሂቡካ ሓፍሓፍ በለ ከብደይ ሓሚቅካ ሪኤ ከፊኡካ በልበል ገዲፈዮ ናይ ፍቅሪ ብይን እንተቅለለልካ እንተ ኣነሞ ሕልና ዘመደይ እንተ ኣነ ሞ ለዋህ'ዩ ከብደይ እንተ ኣነ ሞ ቃንዛኻ ይሕመኒ እንተ ኣነ ሞ ምሕረትካ ይደሊ ኣቅልለልና ኣቅልለሉ ፍርድኻ ኣቅልለሉ ንዓይ ክትብል ፍቅሪ በጃኻ ኣቅልለሉ ኣየ የሕዚንካኒ ከብደይ በሊዕካዮ ገለ መሲልካ ለካስ ከቢድዩ ሕማቅ ክረኽቦ ወላ ይበድልካ እዋይ እንታይ እሞ ይገበር ዝፈሰሰ ማይ ዶ ይሕፈስ ኢልካ እንተ ኣነ ሞ ምሳኻ ለሚደ እንተ ኣነ ሞ ይኽእሎ'ዶ ኢልካኒ እንተ ኣነ ሞ ገዲፈዮ ኣለኹ እንተ ኣነሞ መስጣይ ክሕረሞ ኣቅልለልና ኣቅልለሉ ፍርድኻ ኣቅልለሉ ንዓይ ክትብል ፍቅሪ በጃኻ ኣቅልለሉ