Skip to content
Lyric
Dive
Public playlists
My playlists
Search
Sign in
Seb Yideli
Million Eshetu - Eritrean Music
Popularity · Low
+
🇪🇹 Amharic · Original
0
0
Listen
YouTube
1
2
3
0:00 / 0:00
Loading YouTube player...
Lyrics offset
Synced
Lyrics
Original
Translation
Bilingual
ምስ ብኽያተይ ተፈጢረ እዋይ ብብኽያት ሰብ ንዝቕበር
ሓጺር ዕምሪ ንዝነብር እዋይ ሰብ ይደሊ ፍቕሪ ዝብል
ሰብ ይደሊ'ለኹ ፍቕሪ ዝደሊ
ሰብ ይደሊ'ለኹ ፍቕሪ ዝደሊ
እዋይ ዋይ ዋይ ዋይ
ሰብ ይደሊ ሰብ ሰብ ይደሊ
እዋይ ዋይ ዋይ ዋይ
ሰብ ይደሊ ፍቕሪ ዝደሊ
ምስ ብኽያተይ ተፈጢረ እዋይ ብብኽያት ሰብ ንዝቕበር
ሓጺር ዕምሪ ንዝነብር እዋይ ሰብ ይደሊ ፍቕሪ ዝብል
ሰብ ይደሊ'ለኹ ፍቕሪ ዝደሊ
ሰብ ይደሊ'ለኹ ፍቕሪ ዝደሊ
እዋይ ዋይ ዋይ ዋይ
ሰብ ይደሊ ሰብ ሰብ ይደሊ
እዋይ ዋይ ዋይ ዋይ
ሰብ ይደሊ ፍቕሪ ዝደሊ
ሰብ ይደሊ'ለኹ
ሰብ ይደሊ'ለኹ
ሰብ ይደሊ'ለኹ
ሰብ ልቡ ዝሓጽብ
ሓዳግ ከምዚ ኸማይ ኣበራት ዘይጽብጽብ
ሓዳግ ከምዚ ኸማይ ኣበራት ዘይጽብጽብ
እህእ
ሰብ'የ ዘርኢ ሰባት
ሰብ ሰብ
ሰብ'የ ዘርኢ ሰባት
ሰብ ሰብ
ካብ ሰብ ዝተፈጠ...
'ዛ ዓለም ከም ሰበይ ዝነብራ ብማዕረ
ሓቂ እንተወደቐት ተስቀጠት ቅንዕና
'ታ ዝፈልጣ ፍቕሪ ትኾነኒ'ላ ጏና
ይቕረ ኽብል ልበይ ክጸሪ ቐረባ
ክጸሪ ቐረባ
ቂምታን ወረ ቂምታን ኣብ ጥቓይ ዘይቀርባ
ኣብ ጥቓይ ዘይቀርባ
ሰብ ይደሊ'ለኹ ዛልቡ ዘጻዕዱ
ንፍቕሪ ዝስየፍ ቅንዕና መንገዱ
ሰብ ይደሊ'ለኹ
ሰብ ይደሊ'ለኹ
እህእ
ዲዲዲዲዲ...
ሰብ 'ንዴ ሰብ'ወ ሰብ 'ንዴ ሰብ'ወ
ከም ኩሉ ኣዳም
ምስ ጽምዋ ኣብ ኩናት ገና ገና ገና
ወትሩ ዝፍልም
ልበይ ሰፈር ፍቕርን ይቕረን ካብ ኮነ ኣመና
ሰብ ይደሊ'ለኹ ሰብ ይደሊ በዓል ቅንዕና
ሰብ ይደሊ'ለኹ ሰብ ይደሊ በዓል ሕልና
እሁ...
ሰብ ይደሊ ኣነ
ሰብ ይደሊ ኣነ
ኡሁ... ጸግዑ ዝደሊ
ፍቕሪ ዝደሊ
ሰቡ ዝደሊ
ሰብ ይደሊ
ሰብ 'ንዴ ሰብ'ወ ሰብ 'ንዴ ሰብ'ወ
ከም ኩሉ ኣዳም
ምስ ጽምዋ ኣብ ኩናት ገና ገና ገና
ወትሩ ዝፍልም
ልበይ ሰፈር ፍቕርን ይቕረን ካብ ኮነ ኣመና
ሰብ ይደሊ'ለኹ ሰብ ይደሊ በዓል ቅንዕና
ሰብ ይደሊ'ለኹ ሰብ ይደሊ በዓል ሕልና
እሁ...
ሰብ ይደሊ ኣነ
ሰብ ይደሊ ኣነ
ኡሁ... ጸግዑ ዝደሊ
ፍቕሪ ዝደሊ
ሰቡ ዝደሊ
ሰብ ይደሊ